Sep 032017
 
አባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢአን ብዕለት 03/09/2017

አባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢአን ብዕለት 03/09/2017 አብ ከተማ ፍራንክፈርት ምዱብ ወርሓዊ አኼባ አካይዶም። አብዚ ኣኼባ ባሕቲ መስከረም መበል 56 ኣመት ዘኪሩ ብተወሳኺ አብ ህሉው  ኩነታት ሃገርና ዘቲዩ፡፡ ዓወት ንህዝቢ! ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ (EDP) ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢአን (ጀርመን) 03/09/2017    

Mar 062017
 
አባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢአን ብዕለት 05/03/2017

አባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢአን ብዕለት 05/03/2017 አብ ከተማ ፍራንክፈርት ምዱብ ወርሓዊ አኼባ አካይዶም። አብዚ ኣኼባ ንስደተኛታት አብ ምቕባል ዘጋጥም ጸገማትን ከምኡውን ብወገኖም ከማልእዎ ዝግብኦም ጉዳያት ጉቡእ አቓልቦ ክህብሉ ከም ዘሎዎም ብሰፊሑ ተመያይጠሙሉ። ዓወት ንህዝቢ! ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ (EDP) ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢአን (ጀርመን) 05/03/2017

Mar 152016
 
Eritrean refugees in Ethiopia – AlJazeera

Ethiopia hosts the highest number of refugees in Africa, a large number of whom are fleeing neighbouring Eritrea. Addis Ababa, Ethiopia –  After Syrians and Afghans, Eritreans comprise the third largest group to cross the Mediterranean Sea. They are aware that their lives are at great risk during the journey, but they would rather take their […]

Mar 152016
 
አባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢአን

አባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢአን ብዕለት 06/03 2016 አብ ከተማ ፍራንክፈርት ምዱብ ወርሓዊ አኼባ አካይዶም። አብዚ ኣኼባ ዓመታዊ ገምጋም ናይ 2015 ዓመት አካይዶም። ከም መቐጸልታ ናይቲ ወርሓዊ አስተምህሮ ፕሮግራም ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ብአባላት ማእከላይ ባይቶ ተዋሂቡ። ዓወት ንህዝቢ! ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ (EDP) ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢአን (ጀርመን) PDF >>>> አባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ፍራንክፈርትን […]

Mar 142016
 
The Eritrean youth are emerging into adulthood riding the wave of despair. By Petros Tesfagiorgis

According to the daily paper Metro dated February 29, 2016 the world witnessed the French police tearing down the Jungle in Calais/France while the refugees fought back with the help of activists, resulting in burning of tents and properties.  The French Government is claiming that they are moving them to a better place with proper […]

Mar 102016
 
European Parliament resolution on the situation in Eritrea (2016/2599(RSP) – The European Parliament,

European Parliament resolution on the situation in Eritrea (2016/2599(RSP)) The European Parliament,– having regard to its previous resolutions on Eritrea, in particular those of 7 February 2002(1), 18 November 2004(2) and 15 September 2011(3) on the human rights situation in the country, including the case of Dawit Isaak, – having regard to United Nations Security […]

Feb 252016
 
ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፣

ኦ ውፉይ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ! ምግባእ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ከጋጥሞ ዝጸንሐ ዕንቅፋትን ጸገማትን ኣባላት ባይቶን ማሓዙትን ንምፍትሑ ዝተፈላለየ ጻዕርታት ክካየድ ከም ዝጸንሐ ዝፍለጥ እዩ። ንቐጻልነት ባይቶ ክልተ ግዜ ብልዕሊ ኣብዝሓ 2/3 ድምጺ ምግባእ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ክናዋሕ ተገይሩ’ዩ። ብድሕሪኡ ክሳብ ጉባኤ ዘሎ ግዚ ሓባሪ-መንገዲ /Road Map/ ሓንጺጹ ኣሎ። ካብዚ ብምብጋስ ዕማማት ምስንዳእ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ፡ […]

Feb 182016
 
This Tiny African Nation Plays A Huge Role In The Refugee Crisis Thousands flee Eritrea's brutal dictatorship every month for Europe.

http://www.huffingtonpost.com/entry/eritrea-refugee-crisis_us_56c3988fe4b0c3c55053026e This Tiny African Nation Plays A Huge Role In The Refugee Crisis Thousands flee Eritrea’s brutal dictatorship every month for Europe Charlotte Alfred  World Reporter, The Huffington Post   ANTONELLO NUSCA/ASSOCIATED PRESS Eritrea was the fourth-most common country of origin for refugees reaching Europe in 2015, after Syria, Iraq and Afghanistan. In this 2011 photo, […]

Aug 142015
 

ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብዘቕረቡዎ ስነጥበባዊ ፍርያት፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ሓዲጎሞ ዝመጽኡ ዘይጽወር ክዉንነትን ኣብ ጉዕዞ ስደት ዘጋጥሞም ጸገማትን ብስእሊ ከምዘንጸባረቑ ሓደ ዘይመንግስታዊ ማሕበር ሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ዝርከቡ ናይ ስነጥበብ ዝንባለ ዘለዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣  ነቲ ኣብ ኤርትራ ሓዲጎሞ ዝመጽኡ ዘይጽወር ክዉንነትን ኣብ ጉዕዞ ስደት ዘጋጥሞም ዘሎ […]

Aug 142015
 
ንብዓት ተጋዳላይ

ምንጪ ንብዓት- ኣብ ፍጥረት: ወዲ ሰብ ጥራይ’ዩ ዝነብዕ:: እንስሳታት ኣዕዋፍ ኣይነብዑን’ዮም::ገመል: ሓርማዝ: ድሙ: ከልቢን ካልኦትን  እንተነብዑ እውን ኣዒንቶም ምስ ዝሓሙ ወይ ውን ባህርያዊ መስርሕ ምሕጻብ ኣዒንቶም ከካይዱ ከለው’ዩ:: ንብዓት ሓርገጽ ዝበሃል እውን ሓርገጽ ንግዳዩ እንዳቖርጠመ ስለዝነብዕ’ዩ:: ወዲ ሰብ ግን ኣብ ሓዘን: ኣብ ሓጎስ: ክቑጣዕ  ወይ ክስሕቕ ይነብዕ:: ንብዓት ካብ’ቲ ኣብ ውሽጢ ነብስና ዝስምዓና ነገራት ገንፊሉ […]

Aug 122015
 

ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ዕንደራን ዳንኬራን ስርዓት ህግደፍ ኣብ መላእ ዓለም በቶም ሕልና ኣልቦ ሰዓብቱ፣ ሓዘንን ሓጎስን ዝተሓዋወሶም፣ ንሕማቕ ጽቡቕ፣ ንሓዘን ሓጎስ፣ ንጥሜት ጽጋብ፣ ንጽምኢ ርውየት፣ ንዕንወት ዕብየት፣ ንጥፍኣት ልምዓት፣ ንሞት ሂወት ፣ እናበሉ ብዘይ ሕፍረት ብሓሶት ክምስክሩ ዝፍትኑ፣ ንሕብረተሰብ ኤርትራ ዘይውክሉ ሰብኣውነቶም ዝሸጡ መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ፈቐድኡ ናይ ቀቢጸ ተስፋ ከጋውሑ ንሪኦምን […]