Dec 282010
 

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር ፡ ብቀዳምነት ልዑልን ምዉቕን ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን። እንሆ ሕጂ እውን ብቐጻልነት፡ ንሰንበት ዕለት 26.12. 2010 ዓ.ም.ፈ፡ ብጾት ኣባላት መሪሕነት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዶ.ር ተስፋይ ስብሃቱን ኣቶ ደስበለ መሓሪን …..ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk)፡ (“Eritrea Etuq Meni’esey Eritrea niDemokrasin Fithin“) ኣጋይሽና ኮይኖም ከምስዩ ተዓዲሞም ኣለዉ። ነዚ ኣገዳስን እዋናውን ሓበረታታትን ዘተን ከይሓልፈኩም/ክን፡ ተኻፈልቲ […]

Nov 292010
 

[youtube]http://www.youtube.com/watch?v=Pj8Mt01BUos[/youtube] [youtube]http://www.youtube.com/watch?v=9nl8bGevrZw[/youtube] This has been the fate of many Eritreans and other Africans as they attempt to flee dictatorship in their country by crossing the Sahara Desert to Libya. ካብ አረመናዊ ምልኪ እሰያስ አፈወርቒ ንምምላጥ አብ ሳህራ ናይ ሊብያ, ሱዳን, ግብጺን ብተደጋጋሚ ዘጋጥም ሓደጋታት ዘስካሕክሕ ስቓይ ኤርትራውያን እዩ::