Aug 122015
 
An Inclusive Definition of “Who is an Eritrean?”  By  Our Voice

Global Eritrean Democratic Grassroots Movement (GEDGM) “OUR DESTINY IN OUR HANDS!” One of the requirements of conducting a successful grassroots election withthe purpose of swiftly forming a people’s Baito and a Global Eritrean Leadership Council for regime change is inevitably the formulation of a clear definition of “Who is an Eritrean?” This is a thorny issue that leads to a […]

Aug 122015
 
Why is dialogue Important in Transition from Dictatorship to Democracy : By Fesseha Nair

The Democratic transition from dictatorship to Democracy in the 80th, 90th and the recent of the Arab spring where some were successful, and some were failures and resulted in civil wars and destabilisation. The South African model of dialogue was a good example illustrating how an open dialogue can play in unifying all the forces for democratic change. The […]

Aug 072015
 
ፈስቲቫል ህ.ግ.ድ.ፍን ፍሽለታቱን።

ኣንታ እዛ ጀኔቫስ’ምበርድሮ ስምብራት ገዲፋኣብ መድረኻ ። ፈስቲቫል ህ.ግ.ድ.ፍንፍሽለታቱን። ኩልና ከምንዝክሮ ህ.ግ.ድ.ፍ ንባህልን ልምድን ክብርታት ሕብረተሰብና ብምብራዝ ብእዉጅን ዘይእዉጅን ኣገባብ ድሕሪ ምእጋዱ ንምሉእ ዓመት ብናቱ ናይ ጥፍኣት ብዓላት ተኪኡ ሓንሳብ ምጅማር ሓንሳብ ምዝዛም ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እናሰመየ ብዓላትን ፌስቲቫላትን ብምድላው ኣሽሓት ዶላራት ዝግሕጠሉ ሕዙእ ቀውዒ ብምስንዳእ ንዓመታት ከም ዝተጠቕመሉ ዝፍለጥ’ዩ። ሕጂ’ውን ኣብ ጽባሕ’ቲ ኮሚሽን […]

Aug 072015
 
ዝምድና ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ንናይ ሓባር ረብሓ፡ ዳግም ክሕደስ ኣለዎ – ብ ሓው ቴድሮስ መንግስቱ ኣብ ሰያትል ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ትግራይ ዝቐረበ መልእኽቲ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ (EYSC-NA)

ብምኽንያት-ፈስቲባል-ትግራይ-ኣብ-ስያትል-ብ-ስኤመለ-ሰሜን-ኣሜሪካ-ዝተዳለወ-ጽሑፍ

Aug 072015
 
ሰፊሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ: ብመምህር፡ ኢብራሂም መሓመድ (ኣዳል)

ሰፊሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ 1 መእተዊ ሰፊሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ 1 መእተዊ ሓባራዊ ጸገም ምህላው ሓይሊሰፊሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ሓድነትን ስኒትን ኢዩ ይባሃል። ሓባራዊ ጸገም ምህላው ሓይሊ ሓድነትን ስኒትን ክነሱ፡ ኣብ ናይ ኤርትራ ፖለቲካ ግን ብኣንጻሩ ኢዩ። ምስ’ዚ ኩሉ ጸገማትና ፖለቲካዊ ውድባትና ሓቢረን ክቃለሳን ንህዝቢ ከቃልሳን ኣይተራእያን። ኣብ ኤርትራ ቦዂሩ ዘሎ ነገር […]

Jul 132015
 
ኣኼባ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢኣን

ኣኼባ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ብዕለት 5/7/2015 ዓ.ም ተሰላሲሉ። እዚ ኣኼባ’ዚ ቀንዲ ዕላማኡ ነቲ ኣብ ጀኔቫን ጊሰንን ብኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ንፍትሒ ዝጽውዕ ዝተገብረ ዕዉት ሰለማዊ ሰልፍታትን ውጽኢቱን ንምግላጽ ኮይኑ፣ ብተወሳኺ ክኣ ነቲ “ትጽቢታትና ኣብ መጻኢት ኤርትራ” ብዝብል ኣርእስቲ ክውሃብ ዝጸንሐ ኣስተምህሮታት ከም ናቱ መቐጸልታ ንስትራተጂ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ዝምልከት ኣስተምህሮ ምምባሩ ክፍለጥ ተኻኢሉ […]

Jun 172015
 
ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ (EDP) ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢኣን

ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ (EDP) ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ብዕለት 07/06/2015 ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ምዱብ ወርሓዊ ኣኼባኦም ኣካይዶም፥፥ እዚ ኣኼባ’ዚ መቐጸልታ ናይ እቲ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሓት ክወሃብ ዝጸነሔ ኣስተምህሮታት ኮይኑ፡ ኣብ’ዚ ሳልሳይ ክፋል ትጽቢታትና ኣብ መጻኢት ኤርትራ  ዝብል ነበረ፡፡ አዚ ንኣስታት ሰለስተ ሰዓት ዝወሰደ ኣኼባ ብተሳትፎ ናይ ኩሎም ኣባላት ዝሃብተመ ኢዩ ነይሩ፡፡  ርአይቶታትን ሕቶታትን ብብመልክዓቶም መልስታት […]

Jun 172015
 
ህዝቢ ኤርትራ ብስቕታ ዳግም ክቅጻዕ የብሉን!

ንማሕበረሰብ ዓለምን ንውልቀ ሃገራትን ዝቅየድ ሕግታትን ዝግባእ መሰላትን ጸዲቁ ኣብ ተግባር ክስርሓሉ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ዓመታት ሓሊፉ’ሎ። ብዘይካ ከም ኤርትራ ዝኣመሰላ ብሰብኣዊ ገበናት ዝተፈልጣ ሒደት ሃገራት ድማ፡ መብዛሕትአን ሃገራት ብመሰረት ኣህጉራውን ውሽጣውን ሕግታት፡ ሰብኣዊ መሰላትን ሓድሕድ ምክብባርን ክትግብራ ግዴታ ኣለወን። ኣህጉራዊ ሕግታት ዕሽሽ ምስ ዝብላን ሰብኣዊ መሰላት ምስዝረግጻን ከኣ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘድሊ ስጉምቲ ይወስደለን። […]

Jun 172015
 
UN Inquiry reports gross human rights violations in Eritrea

GENEVA (8 June 2015) — The Government of Eritrea is responsible for systematic, widespread and gross human rights violations that have created a climate of fear in which dissent is stifled, a large proportion of the population is subjected to forced labour and imprisonment, and hundreds of thousands of refugees have fled the country, according […]