Jun 142015
 
Eritrea’s 15 favorite methods of torture (+ pictures)

A United Nations report listed about 15 different methods of torture applied by the Eritrean regime. Descriptions and drawings of the various torture methods were provided by theCommission of Inquiry on Human Rights in Eritrea‘s report, released last Monday. The Commission has been investigating “violations directly committed by Eritrean public officials; committed at their instigation […]

Jun 132015
 

On Monday, the United Nations released the results of a year-long investigation into human rights in Eritrea. What it found was horrific. Detailing “systematic, widespread and gross human rights violations,” the U.N. commission of inquiry argued that Eritrea was operating a totalitarian government with no accountability and no rule of law. “The commission also finds […]

May 312015
 
ዓገብ!! ዓገብ!! ዓገብ!! ብገሬ ሃብቶም

ክብርን ዋጋን ርዝነትን መዓልቲ ናጽነት ሃገርና፣ ንዓና ኤርትራውያን ኣብ ዝዓለምናዮን ዝመደብናዮን ምዕራፍ ዝበጻሕናላ ናይ ምርጫና ጭብጢ እያ።ንዓለም ድማ ምእማኑ ዘሸግር መስተንክር ቅያ ሓርበኛታትናን ጀጋኑናን ኢዩ ኔሩ።እቲ ምንታይ ንሕና ከም ጻጸ፡ግዝፊ ጸላእትና ብዓይኒ ሓይሊ ሓርማዝ ኣብ ዝተጠመተሉ  መድረኽ ብሳላ መሪር መስዋእትናን ጽኑዕ እምነትናን ካብቲ ብዓሎቕ ዓመጽቲ ተኖቒትናዮ ዝነበርና ሰልሚ፡ማይ ምዃንና ኣእሚንናዮም፡ንሕና ምዃንና ክንፍለጥ ድማ ካብቲ ማይ፡ከም […]

May 092015
 
ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ናይ ሽምዓ ዝኽሪ ኣካይዶም።

ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ብዕለት 03/05.2015 ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ነቶም ብዕለት 19/04/2015 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉ 350 ኤርትራውያን ኣሓትን እሕዋትን፣ ከምኡውን ኣብ ምድሪ ሊብያ ብዘሰቕቕ ጭካነ ብኻራ ዝተሓርዱን፣ ብብረት ዝተርሸኑን ኣሕዋትና ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ንዝኽሮም ናይ ሸምዓን ናይ ሕልና ጸሎት ብምግባር ዘኪሩ ዊዒሉ ። እቲ ናይ’ቲ ዕለት እቲ ኣኼባ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት […]

May 052015
 
መንነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ኣብ ዝተኻየደ መሪር ቃልሲ ራሕሪሑና ዝሃደመ ጀጃዊ ሕጂ ወሃብን ከልካልን መንነት ክኸውን የምሕረሉ ዶ?

መንነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ኣብ ዝተኻየደ መሪር ቃልሲ ራሕሪሑና ዝሃደመ ጀጃዊ ሕጂ ወሃብን ከልካልን መንነት ክኸውን የምሕረሉ ዶ? ወይጦ ሱሌማን ሓሰን (ማንጁስ) ከ መን ኢዩ? መንቀሊ ጽሑፈይ ኮይኑ ዘሎ ኣብዚ ቅንያት’ዚ ብምኽንያት እታ ዓመት መጸ ዜጋታትና ናጽነት ሓሪምዎም እግሮም ናብ ዝመርሖም ሃጽ ኢሎም ክጠፍኡ ገለን ብ ISIS ክጉይሑ ገለን ኣብ ማዕምቑ ማእከላይ ባሕሪ ክሰጥሙ ንርእዮን ንሰምዖን […]

May 052015
 
ንኣንጭዋ ጻዕረ ሞታ ንድሙ መጻወቲታ

ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ዓውደ ኣዋርሕ ኤርትራ ብክልተ ኣንጻር ፍጻሜታት ክትዝከር ኢያ:: ኣብ 1993 ወርሒ ሚያዝያ ኣፍ ልብና ነፊሕና ነቲ ብቃልሲ ዘረጋገጽናዮ ናጽነት ብሕጋዊ መገዲ ብረፈረንዱም ኣድሚቕናዮ:: ነታ ቀያሕ ወረቐት ጉሒፍና ሰማያዊት ካርድ ኣብ ሳንዱቕ ብምእታው ልኡላውነትና ዘረጋገጽናላ  ወርሒ  ብሓበን ንዝክራ:: ሎም ዘበን ድሕሪ 12 ዓመት ድማ ወርሒ ሚያዝያ ጸሊም ነጥቢ ኣቐሚጣ:: ኤርትራውያን መንእሰያት: ቆልዓ ሰበይቲ […]

May 052015
 
መግለጺ ሓዘን  كلمة تأبین

ብ19 ሚያዝያ 2015 ኣብ ሃገረ ሊቢያ ነብሱ ከም ወኪል እስላማዊ ሓይሊ ዝቆጽር፤ ግን ከኣ ንሃይማኖታዊ ይኹን ዓለማዊ ክብርታት ብዘጉድፍ ካብ መሳርዕ ሰብኣውነትን ሰብኣዊ-ኣተሓሳስባን ዝፈለለ ግብረ ሽበራዊ ኣረሜናዊ ጉጅለ ISIS፡ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ስደተኛታት ዝተፈጸመ ኣረሜናዊ ተግባር ዝሰነደ ስእላዊ ቪድዮ ናብ መላእ ማሕበረሰብ ዓለም ምዝርግሑ ዝዝከር’ዩ፡፡ እዚ ፍጹም ኣረሜናዊ ተግባር’ዚ፡ ኣብ ልዕሊ ሲቪል ንጹሃት ዜጋታት ዝተፈጸመ […]

May 052015
 
ሓያል ግዜ ከተዓዛዝብ እምበር፡ክቐትል ኣይመጸን ከም ዝብሃል ኣብዛ ግዜ እዚኣ ካብ ዝትዓዘብክዎ።

1.ንሕና ኤርትራውያን ከም ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ሃገርና ከቢርና ንኽንነብር፡ፍትሒ ዘምጽእ ሓያል ሓሳብ ኣበጊስና፡ብጥርናፈ ኣብ ቅኑዕን ጽኑዕን ተግባር ከይንበጽሕ፡ደላዪ ድሌትና መሲሉ ዝሓልከና ስዉር ሽርሒ ከም ዘሎ። 2. መንግስቱ ሃይለማርያም ፣ጓና ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ጥራይ፡ፍቕሪ መሬትን ባሕርን ኤርትራ እምበር፡ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነበሮን። ስለዘይነበሮ ድማ ”ኤርትራ መሬታ እምበር ህዝባ ኣየድልየንን ኢዩ” ኢሉ።እዛ ናይ መንግስቱ ቃል ድማ ልዕሊ ብቓል […]

Apr 302015
 
መግለጺ ሓዘን  ዕለት፡

እዚ ኣብ’ዚ ቅንያት ዝተዘርግሐ ቪድዮ ፡ ኣስካሕካሒ ቅትለት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብኣይሲስ (ISIS) ፡ ኣብ’ዚ ዘመን’ዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ኣስካሕካሕን ኢ-ሰብኣዊ ተግባር ብስም ሃይማኖት ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ዜጋታት ክፍጸም ዘይትጽበዮ እኳ እንተኾነ ፡ ዝሓለፈ ሓያሎ ዓመታት ብፍላይ ዜጋታት ኤርትራ፡ ንዝተፈላለየ ዕላማታታ ግዳያት መግረፍትን መቑሕን ማሕረድን ኮይኖም እዮም። ጉጅለ ኣይሲስ (ISIS) ዝርጋሔኦም ኣብ ሓያሎ ሃገራት ብምስፍሕፋሕ ፡ ንመከላኸሊ […]

Apr 302015
 
ህዝባዊ ሰሚናር

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ሰላምታና ተቐበሉ። ቀጺልና ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ማሕበር ን ቀዳም 2 ጉንቦት 2015 (Saturday, May 2, 2015) ሰፊሕ ትምህርታዊ ሓዘል ህዝባዊ ሰሚናር ኣዳልያ ስለዘላ ብሓባር ከነምሲ ትዕድም። ነዚ ሰሚናር እዚ ንኸቕርበልና ዓዲምናዮ ዘለና ዶክቶር ሩእሶም መስፍን ኢዩ። ዶክቶር ርእሶም ንብዙሕ ዓመታት ከም መምህር ኮይኑ ኣብ ካሊፎርኒያ ስርዓተ ትምህርቲ ዘገልገለን፡ ሽልማት ዝረኸበን ምሁር ኢዩ። ዶክቶር ርእሶም ገዲም ናይ […]

Apr 302015
 
Eritrea/Ethiopia: The Christian migrants murdered by ISIS – a tragedy that could well happen again

ACN News: Monday, 27th April 2015 – ERITREA/ETHIOPIA The Christian migrants murdered by ISIS – a tragedy that could well happen again By Marta Petrosillo “It is a tragedy that could well happen again. There are many other migrants in the hands of ISIS.” The words are those of Don Mussie Zerai, an Eritrean priest, […]

Apr 282015
 
ለውጢ ኣብ ኣተሓሳስባ

ብኣማኑኤል ሳህለ ኣብዚ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብዘሰቅቕ መገዲ ኣብ ምድረበዳታትን ባሕርታትን ከም ቆጽሊ ዝረግፉሉ ዘለዉ እዋን፡ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ብዚብል ኣርእስቲ ዓንቀጽ ምጽሓፍ፡ ነቲ ብጭብጢ ዝረአ ዘሎ ስቓይ ብዘይስምዒታዊ መገዲ ክትርእዮ ምድላይ ይመስል። ግን ከኣ ኩሉ ኣብ ወድሰብ ዝወርድ መከራ ናይቲ ካብ ኣእምሮ ሰብ ዚፍልፍል እሞ ኣብ ግብሪ ዚቕየር ናይቲ ኣብ ስነመጎት ዘይኮነስ ኣብ ማሪትን ሕልምን […]

Mar 172015
 
Eritrea: UN-mandated inquiry finds ‘very clear patterns’ of human rights abuses

ID: COI on Human Rights in Eritrea – 30th Meeting 28th Regular Session of Human Rights Council http://webtv.un.org/search/id-coi-on-human-rights-in-eritrea-30th-meeting-28th-regular-session-of-human-rights-council/4114024966001?term=eritrea Mike Smith, Chairperson, Commission of Inquiry on Eritrea, speaks to the press after presenting his report to the 28th Session at the Human Rights Council in Geneva. UN Photo/Jean-Marc Ferré 16 March 2015 – A four-month United Nations […]

Mar 112015
 
ኣኼባ ጨንፈር ፍራንክፈርት ሰልፊ ዲምክራሲ ኤርትራ

ብዕለት 08/03/2015 ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ብምኽንያት ሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብኽብ ዝበለ ስነ ስርዓት ዘኪሩ ዊዒሉ፥፥ ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርና ዝረኣዩ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኩነታት ብኹሉ ሸነኻቱ ተመልኪቱ ዘትዩን፥፥ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ