Dec 062010
 

Pope denounces kidnapping of Eritrean migrants in Sinai while the self proclaimed “President for life Isaias Afewerki visits Egypt’s President  Hosni Mubarak for the second time in for months. Vatican Radio  reported today Dec 5, 2010, “Pope Benedict XVI on Sunday urged an end to the plight of dozens of migrants, mainly from Eritrea, believed to be held hostage by […]

Dec 032010
 

ቃለ መሕተት ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ወናኒ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ከም መቐጸልታ እቲ ሕሱር ናይ ዓሰባ ባህርያቱ ሕጂ’ውን ስም ተቓለስቲ ንምጥፋእ ነቲ ብኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ ብቋንቋ ዓረብ ዝተገብረ ቃለ-መሕተት ፈጺሙ ንሱ ብዘይበሎን ዘይተዛረቦን ንዕኡ ብዝጥዕሞ ኣትርረጓጉማ ተርጒሙ ጸሎሎ ክቐብኦ ከም ዝፈተነ ኩሉ ዝተዓዘቦ ኢዩ። ይኹን’ምበር እቲ ብኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ዝተገብረ ቃለ […]

Dec 022010
 

Agenzia Habeshia, EveryOne Group, Human Rights Concern Eritrea and Christian Solidarity Worldwide today sent a joint appeal to the UN, the EU, the British, the Italian and the Egyptian governments for urgent intervention in the plight of refugees from Eritrea, Ethiopia, Sudan and Somalia who are currently held hostage in the Sinai Desert by Bedouin […]

Dec 022010
 

ኣብ ዕለት 15 ሕዳር 2010  ዘውጻእናዮ ጋዜጣዊ መግለጺ እቶም ኣብ ውሽጢ ኮይና  ተቓውሞና ከነስምዕ  ዝጸናሕና ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለን ማእከላይ ባይቶን  ሰ.ደ.ህ.ኤ ብትኹል ይኹን ብጋድም ከምዝተሰንጠቐ ገሊጽና ነይርና። ጉዳይና ዘይፍታሕ ኣይነበረን።  ነዚ እምነት’ዚ መሰረት ብምግባር ከኣ እቶም ዝፈላለዩና ርእይቶታት ኣብ ማእከላይ ባይቶን መሰረታትን ኣውሪድና ንዘራረበሉ ኢልና ኣብ ዝጠለብናሉ እዋን፣ ኣብ ፈጻሚት ሽማግለ ጥራሕ እዩ ዝዝረበሉ ተባሂሉ […]

Dec 012010
 

ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ ቀዳም 14 ሕዳር 2010 ዋዕላን መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤን ብዘርኢ ጉዳያት ህዝባዊ ኣኼባ ተካይዱ። ኣባላት ኮሚሽን ኣሕዋት ተኽላይ ኣብራሃን ዳንኤል ተወልደን ነቲ ኣብ ኒው-ዮርክን ከባብን ዝርከብ ህዝብና ኣገዳሲ ኣኼባ ኣካይዶም። ዛዕባ ናይ’ቲ ኣኼባ ከኣ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዝተኻየደ ዋዕላ ውጽኢቱን ዕማማት ኮሚሽንን ዘጠቓለለ እዩ ነይሩ። ኣባላት ኮሚሽን ነቲ ኣጀንዳ ኣብ ክልተ ድሕሪ […]

Nov 292010
 

[youtube]http://www.youtube.com/watch?v=Pj8Mt01BUos[/youtube] [youtube]http://www.youtube.com/watch?v=9nl8bGevrZw[/youtube] This has been the fate of many Eritreans and other Africans as they attempt to flee dictatorship in their country by crossing the Sahara Desert to Libya. ካብ አረመናዊ ምልኪ እሰያስ አፈወርቒ ንምምላጥ አብ ሳህራ ናይ ሊብያ, ሱዳን, ግብጺን ብተደጋጋሚ ዘጋጥም ሓደጋታት ዘስካሕክሕ ስቓይ ኤርትራውያን እዩ::

Nov 222010
 

ከምቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ መደባት ህዝባዊ ኣኼባታት ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ፣ ኣብ ኦታዋ ዋና ከተማ ካናዳ ብዕለት 6 ሕዳር 2010 ዓ.ም፣ ዕዉት ኣኼባ ብኣባል ኮምሽን ኣቶ ክብሮም ደብሩ ተኻይዱ። ኣቶ ተስፋይ ክፍለ ነቲ ኣኼባ ብምምራሕ ብቐዳምነት ብዝኽሪ ሰማእታት ድሕሪ ምኽፋት፣ ንኣቶ ክብሮም ምስ ኣኸበኛታት ኣላልዩ። ከጺሉ መድረኽ ንሓው ክብሮም ብምሃብ ኣኼባ […]

Nov 212010
 

ኣብ ሓደ ኣከባቢስ፡ ሓደ ብሕማም ደዌ ኣጻብዑ ዝሰኣነ መንእሰይ፡ ወለዱ ከመርዕዉዎ ስለ ዝነበሮም፡ ካብ ጎደቦ ዓዲ፡ ኩነታቱ ከይሓበሩ፡ ጎበዝ ወዲ ኣሎና’ሞ፡ ጓልኩም ሃቡና ኢሎም ይሓቱልኩም። መቸም ቀደም ከይተርኣኤኻን ከይተላለኻን እንዲኻ ትመረዓዖ፡ ገርሄኛ ኣቦ ጓል፡ ያኢ ወዲ ጭዋታት ስድራ ቤት’ዩ ብምባል፡ ነቦ ወዲ፡ “ርኸቡ ኣይትስኣኑ”፡ ኢሉ ምዕልቲ ሕጸ ተቖጺሩ የተሓጻጽይዎም፡፡ ቅንይ ኢሎም ድማ፡ ከምቲ ንቡር ብዳስ […]

Nov 182010
 

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዋዕላ ዝተቐበሎ ህዝባዊ ሓደራ ሓባራዊ ሃገራዊ ዕማም ምዃኑ ብምስትውዓል፡ ኣብ ሎጎ /ኣርማ/ ምውጻእ ሰፊሕ ተሳትፎ ሰብ ሞያ ንምርግጋጽ፡ ንኹሎም ሞያ ዘለዎም ዜጋታትና ብወርሒ መስከረም 2010 ጻዊዒት ምግባሩ ዝዝንጋዕ ኣይኮነን። ብመሰረት ጻውዒት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን 49 ኣዝዮም ዝተፈላለዩ ምሩጻትን ስሓብትን ንድፊ ሎጎታት /ኣርማታት/ ከም ዝበጽሓና ነረጋግጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ኤርትራዊ ሃገራዊ […]

Nov 172010
 

ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራን ካብ 29 ክሳብ 31ታሕሳስ 2009 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፍራንክፈርት ዝተካየደ ናይ ምጽንባር ዋዕላ ዝተመስረተ ሰልፊ ምዃኑ ዝዝከር ኢዩ።

Nov 152010
 

Kigali, Rwanda – Rising Eritrean star Daniel Teklehaimanot completed a hat-trick at the 2010 African Continental Championships with victory in the road race in Kigali, Rwanda. Together with the individual and team time trials, he has now won three races – and five African Champion’s jerseys, including the U23 titles. Last but not least, he […]